ብመሰረት ኣዋጅ “ክንክን ንኡሳን ሽወደን”፡ ቆልዑ ግድነታዊ ሕክምና ከም ዝግበረሎም ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ብጾታዊ ምኽንያታት
ናብዚ ክንክን ዝኣትዋ እተን ኣዝየን ዝበዝሓ ኣዋልድ ምዃነን፥ ኣወዳት ሳሕቲ ጥራይ ከም ዝኣትዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። ኣብ
ንኡስ ዕድሜአን ኣብ ጾታዊ ርክብን ካልእ ሓደገኛ ኣገባብ ህይወትን ዝኣትዋ ቆልዑ፡ ሓደ ካብዞም ግድነታዊ ክንክን ዘድልዮም
ተባሂሎም በቲ ኣዋጅ እተዘርዘሩ ኮይነን “ብሰንኪ ጒድለት ጠባይ” ይእለያ ዘለዋ ተጌረን ከም ዝሕሰባ እታ ሬድዮ ወሲኻ
ጸብጺባ’ላ።
ኣብዚ ትካል ተወቃሲ ባዕልኻ ኢኻ ትኸውን” ክትብል ኣብዚ ክንክን ዝኣተወት ጆሊ ን ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ።