ዜና ዜና ጓል 10 ዓመት ህጻን ብስሕለት ብብርቱዕ ተጎዲኣ ተረኺባ። Khaled Abdu June 13, 2023 ብ ደቡባዊ ሽወደን ማእከላይ ኣንገልሆም ጓል 10 ዓመት ህጻን ብስሕለት ብብርቱዕ ተጎዲኣ ተረኺባ። በዚ መጥቃዕቲ እተጠርጠረት 34 ዝዕድሜኣ መንእሰይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ ኣትያ’ላ። ጥርጥርቲ ኣብቲ ከባቢ ኣብ እተኸስቱ ካልኦት ገበናት ተዋፊራ እንተኔራ ንምርግጋጽ ፖሊስ ኣብ መርመራ ይርከቡ’ለዉ። Continue Reading Previous: ግረታ ተንበሪ ኣብ ኣፍደገ ባይቶ ሽወደን ንክሊማ ኣመልኪታ ተቓውሞ ኣስሚዓ።Next: ቆንስል ከተማ ዮተበሪ 100 ስድራቤታት ስደተኛታት ዓዲሙ–እንተኾነ ማንም ኣብቲ ዕድመ ኣይተረኽበን። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024