ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት ድሕሪ “ብረግዚት” 2,800 ዜጋታት ብሪጣንያ ካብ ሃገራት ኣውሮጳ ከም ዝወጹ ተጌሮም። Khaled Abdu January 9, 2023 ብሪጣንያ ካብ ኣባልነት ኣውሮጳዊ ሕብረት ድሕሪ ምውጽኣ፡ ዜጋታት ብሪጣንያ ኣብ ሃገራት ኣውሮጳ ከም ድላዮም እናተንቀሳቐሱ ናይ ምስራሕ መሰሎም ይግደብ ምህላዉ ተገሊጹ። ካብ ዓመታት 2020 ክሳብ እዛ ዝተሰናበትናያ ዓመተ 2022 ከኣ 2250 ዜጋታት ብሪጣንያ ካብ ሃገራት ኣውሮጳ ክወጹ ከም እተገብረ ብ ቤት ጽሕፈት ስታቲስቲክስ ኣውሮጳዊ ሕብረት “ዩሮስታት” ዝወጸ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። Continue Reading Previous: ኣብ ኣውሮጳ ዝለዓለ መጠን ሙቐት ይምዝገብNext: ፊንላንድ ካብ ቻይና ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ግዱድ መምርሒታት ከተታኣታቱ’ያ። Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024