ሃገራዊ ዜና ውህደት ዜና ድሕሪ 140 ዓመታት ታሪኻዊ መዝገበ ቃላት ሽወደንኛ ፊደል ‘Ö’ በጺሑ Khaled Abdu October 27, 2023 Credit: Johan Nilsson/TT ድሕሪ ናይ 140 ዓመታት ናይ መወዳእታ እኹብ ጥራዝ ኣካዳሚ መዝገበ ቃላት ሽወደንኛ ንኽሕተም ተላኢኹ። “ ምዝዛሙ ዝህበካ ስምዒት ዝተፈልየ እዩ” ይብል ንዝሓለፉ 8 ዓመታት ዋና ኣሰናዳኢ ናይቲ መዝገበ ቃላት ዝነበረ ክርስቲያን ማቲሰን። ልዕሊ 33,000 ገጻት ዝሓቖፈ 39 ጥራዛት ዘለዎ መዝገበ ቃላት ሽወደንኛ ካብ መዝገበ ቃላት ኦክስፎርድ እንግሊዝኛ ብዓቐን ዝዓቢ እዩ። Continue Reading Previous: ሆስፒታል ስከለፍትዮ ብምኽንያት ምውሳኽ መልከፍቲ Covid-19 ስርሒታቱ ይስርዝNext: ፎን ደር ሌየን ካብ ስልጣና ክትወርድ ዝጠልቡ ልዕሊ 26 ሽሕ ሰባት ክታምም ኣንቢሮም Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024