ሃገራዊ ዜና ሕግን ሕብረተሰብን ኢመግረሽን ውህደት ዜና ወርሓዊ ጸብጻብ ጉዳይ ዜግነት ሽወደን Khaled Abdu March 19, 2019 Adam Wrafter/SvD/TT ኣብ ወርሒ የካቲት 2019 ጥራሕ ናይ ዜግነት ሕቶ ዘቅረቡ ሰባት ብዝሒ 6429 ከኾኑ ከለው ካብዚ ኦም 4586 ናይ ሸወደን ዜግነት ወሲዶም። እዚ ማለት ድማ 85 % ዜግነት ሽወደን ረኺቦም ማለት እዩ። Migrationsverket ተመልኪቱ መልሲ ኣብ ምጽባይ ዘሎ ናይ ዜግነት ሕቶ 87061 ምኻኑ በዓል መዚ ኢመግረሽን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue Reading Previous: ሓላፊ Säbo ንፖለቲከኛታት የጠንቅቅ።Next: ናይ መወዳእታ ቃል ፓይሎት ኢትዮጵያ “ሰርዝ ሰርዝ” Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024