ዜና ዜና ኲናት ዩክሬይንን ለበዳን ን ጽላት ቱሪዝም ባህሪ ባልቲክ ኣጸቢቑ ከም ዝሃሰዮ ተፈሊጡ። Khaled Abdu May 22, 2023 Credit: Fredrik Persson/TT ኲናት ዩክሬይንን ለበዳን ን ጽላት ቱሪዝም ባህሪ ባልቲክ ኣጸቢቑ ከም ዝሃሰዮ ተፈሊጡ። ምስ ቅድመ ለበዳ ብምውድዳር ኣብዚ ዓመት ስቶክሆልም 60% መራኽብ መዘናግዒ ጥራይ ከተአንግድ እያ። እዚ እናኾነ ብወገን ምዕራባዊ ገማግም ዮተበሪ ዝያዳ መራኽብ መዘናግዒ ትቕበል ምህላዋን ኣብዚ ሳመር ክሳብ 100,000 በጻሕቲ መራኽብ ከተአንግድ ምዃና ተፈሊጡ’ሎ። Continue Reading Previous: ኮተቴ ተመሃሮ መጠን ውጥረቶም እናወሰኽ ይመጽእ ኣሎ–“ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን”Next: ውሳነ ቤት ፍርዲ ብብረት ዝፍጸም ገበን ኣብ ምክልኻል ዝገብርዎ ምንቅስቓስ ዝዕንቅፍ ኣዩ Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024