ዜና ክኢላታት ሽወደን ን ተዓለምቲ ዩክሬይን የሰልጥኑ’ለዉ። Khaled Abdu October 21, 2022 ሰራዊት ሽወደን ተዓለምቲ ዩክሬይን ንምስልጣን ናብ ሃገረ ብሪጣንያ ወተሃደራውያን ክኢላታት ከም ዝለኣኸ፡ ነቲ መዓስከር መሰልጠኒ ዝበጽሐት ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ። ኣብ ብሪጣንያ ኣስታት 10 ሽሕ ዝኾኑ ዩክሬናውያን ወተሃደራዊ ታዕሊም ይወሃቦም ምህላዉን ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ሳምንታት መሰረታዊ ፍልጠት ብረታት፡ ምዕቃብ ህይወት፡ ጥዕናን ኣህጒራዊ ሕጊን ከም ዝወሃቦም እታ ሬድዮ ወሲኻ ኣመልኪታ። Continue Reading Previous: ቀ/ሚ ብሪጣንያ ሊዝ ትራስ ብፍቓዳ ካብ ስልጣና ተሰናቢታ።Next: News Harmony ዜና 21-10-2022 Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024