ዋጋ ኽራይ ን ኣሽቱ ኣብያቲ ኣብ ዝሓለፍ ሰልስተ ኣዋርሕ ኣብ ሽወደን ብ 2 ሚእታዊት ከምዝወሰኸ ተሓቢሩ። እዚ ማለት ዋጋ ክራይ ዝሓለፋ ሰልስተ ኣዋርሕ ሚያዝያ ግንቦትን ሰነ ምስ ናይ መጀመርያ ኣዋርሕ 2019 ክነጻጸር ከሎ በዚ ዝተገልጸ ኣሃዝ ከምዝወሰከ ማእከላይ ሃገርዊ ስታትስቲክስ ሽወደን (SCB)ገሉጹ ።
እዚ ወሰክ ኣብ ን ኣሽቱ ኣብያቲ, ንጽል ኣባይትን ቪላታት ዝኣመስሉ መንበሪ ኮይኑ ኣብ ዝበዝሓ ምምሕድራት እዚ ወስኽ ምስ ናይ 2018 ክነጻጸር ከሎ ድማ 3 ሚእታዊ ዕቤት ከምዝርኣየ እቲ ማእከል ወሲኹ ገሉጹ።