ሓበሬታ ስፖርት ስፖርት ዜና ዜና ኬንያዊ ኣትለት ኢሉድ ኪፕቾገ ሎሚ ንማራቶን ብትሕቲ ክልተ ሰዓት ብምውድኡ ታሪክ ሰሪሑ!! Khaled Abdu October 12, 2019 ኣብ ታሪክ ማራቶን ንመጀመርያ ግዜ ትሕቲ ክልተ ሰዓት ብምእታው ኬንያዊ ኢነዮስ ቻሌንጅ 1:59 ታሪክ ሰሪሑ።ኬንያዊ ኢልዩድ ኪፕቾገ ኣብ ቬና ኣብ ዝገበሮ ውድድር ኣብ ዝተወሰነ ርሕቐት እናተቐያየሩ ብዝኣትው ኣቐላጠፍቲ (Pace Makers) ተሓጊዙ: ንውድድር ማራቶን ብትሕቲ 2 ሰዓት ማለት ብሓደ ሰዓትን፡ 59 ደቂቕን 42 ካልኢትን ብምፍጻም ታሪኽ ሰሪሑ:: Continue Reading Previous: ዋጋ ኣባይቲ ኣብ ዓመት ናይ 3 ሚእታዊት ምውሳኽ የርኢ ኣሎ ተባሂሉ።Next: ጥረታትን ኣእካልን ቅድሚ ምኽሻኖም ኣብ ማይ ክእለኹ ከምዘለዎም ሰብ መዚ ጥዕና ጸዊዖም። Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024