ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ዜና ዜና ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ዋጋታት መጎዓዓዝያ ከተማ ኡፕሳላ ከምዝውስኽ ተሓቢሩ። Khaled Abdu November 29, 2019 ትኬት ህዝባዊ መጎዓዓዝያ ከተማ ኡፕሳላ (UL) ካብ ዝመጽእ ሓዱሽ ዓመት 2020 ጀሚሩ ዋጋታት መጎዓዓዝያ እዛ ከተማ ከምዝውስክ ኣፍሊጡ። በዚ መስረት ካብ ጥሪ 3, 2020 ጀሚሩ ዋጋታት ትኬት ብ 30 ሚእታዊት ብምውሳኽ ወርሓዊ ካርድ ካብ 880 ናብ 910 ክሮና ክብ ከምዝብል ገሊጹ። Continue Reading Previous: H &M ኣብ መዓልቲ በዓል ንወርሓዊ ኮሚሽኖም ብምልዋጥ ሳርፕራይዝ ምግባሩ ተገሊጹ።Next: ኣብ ሽወደን ዋጋታት ኣባይቲ ከምዝወሰኸ ተሓቢሩ። Related Stories ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ ዜና ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ October 16, 2024 ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ ዜና ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ October 16, 2024 ቁሸት ዩክሬይን ዳግማይ ንምህናጽ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርክት ዜና ቁሸት ዩክሬይን ዳግማይ ንምህናጽ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርክት October 16, 2024