ዜና ዜና ካሕሳ ኤለትሪክ መታለልቲ ከይስሕብ ለበዋ ቀሪቡ። Khaled Abdu February 21, 2023 “ኤጀንሲ ማሕበራዊ መድሕን ሽወደን” ካብ ሎሚ ኣትሒዙ ንስድራቤታት ካሕሳ ወጻኢታት ኤለትሪክ ምሃብ ክጅምር እዩ። ይዂንምበር፡ እዚ ክፍሊት ዓሎቐኛታትን መታለልቲን ክስሕብ ይኽእል እዩ ክብሉ፡ ፖሊስን እዚ ኤጀንሲን ኣተሓሳሲቦም ኣለዉ። በዚ ድማ ዝኾነ ሰብ ፒን ይዂን ናይ ባንክ ሕሳቡ ንኻልእ ሰብ ከይህብ ለበዋኦም ኣሕሊፎም ኣለዉ። Continue Reading Previous: መጠን ዝቕባበ ሽወደን ኣብ ዝሓለፈ ጥሪ ምንቊልቋሉ ተገሊጹ።Next: ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ ረድዮ-21-02-2023 Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024