ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሓደጋ ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ከተማ ዮንሾፒን፡ ብዘይ ውዑይ ማይን መውዓይ ገዛውትን Khaled Abdu October 19, 2020 ሎሚ ሰኑይ ንግሆ ብሰንኪ ኣብ መደበር ፖምፓ ብዘጋጠመ ብልሽት፡ ኣብ ከተማ ዮንሾፒን ዝርከብ ኣገልግሎት ውዑይ ማይን መውዓይ ገዛውትን ኣቋሪጹ ከምዘሎ፡ ብሰንኪ’ዚ ድማ ኣስታት 30 ሽሕ ዝኾኑ ተቐማጦ’ታ ከተማ ተጸልዮም ምህላዎም መርበብ ሓበሬታ ተተ (TT) ኣቃሊሑ። እቲ ብልሽት ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ ከምዘጋጠመን፡ ንምጽጋኑ ድማ ሰዓታት ክወስድ ከምዝኽእል ተሓቢሩ። Continue Reading Previous: ክሳራታት ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ SL ዓቢ ክኸውን ከምዝኽእል ገምጋማት ይሕብሩNext: 40% ካብቶም ሓደስቲ ናብ ሽወደን ዝመጹ መንእሰያት ናይ ድቃስን ኣትክሮን ጸገማት ኣለዎም Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024