ዜና ዜና ኣዝየን መርዛማት ዓሌት ሳሬት ሰራሕተኛታት የሽግራ’ለዋ። Khaled Abdu February 22, 2023 ኣዝየን መርዛማት ዓሌት ሳሬት ኣብ ሳንቪከን ጥቓ ጋቭል ኣብ ዝርከብ ትካል ንሰርሑ ሰባት ሽግር ኮይነን ኣለዋ። እዘን መቦቀለን ካብ ሃገረ ቺለ ዝኾነ ሳሬት ካብ ዝፍለጣ ዓመታት ሓሊፉ’ሎ። ገለ ሳሬት ዘጽንዑ ሰባት ብ ሳናዱቕ ካብ ጫካ ኣማዞን (ብራዚል) ሒዞመን ዝመጹ ክኾኑ ከም ዝኽእሉ ሬድዮ ሽወደን ወሲኻ ገሊጻ’ላ። Continue Reading Previous: መላእ ኣውሮጳን ሽወደንን ኣብ ዘተሓሳስብ ስግኣታት ድሕነት ምህላዉ ተገሊጹ።Next: ዓሊ ኣል-ሲዳኒ ብተግባራቱ ከም ዝጠዓስ ገሊጹ Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024