ዜና ዜና ኣብ ከባቢታት ስቶክሆልም ጎነጽ ብብዝሒ ምቕጻሉ ተገሊጹ። Khaled Abdu January 6, 2023 ትማል ሓሙስ ኣብ “ፋስርታ ስትራንድ” ኣብ ሓደ ህንጻ መንበሪ ምፍንጃር ከም ዘጋጠመ ተገሊጹ። እቲ ምፍንጃር ኣብ ሰዓታት ንግሆ እዩ ኣጋጢሙ። በቲ ሓደጋ ሓደ ሰብ ክመውት እንከሎ፡ ኣብ “ጆርድብሮ” ብረቡዕ ብዘጋጠመ ናይ ብረት መጥቃዕቲ ሓደ ካልእ ሰብ መጒዳእቲ ኣጋጢምዎ’ሎ። እዚ ፍጻመ፡ ኣብቲ ከባቢ ብብዝሒ ይረአ ምስ ዘሎ ጎነጽ ምትእስሳር ኣለዎ ኢሎም ከም ዝኣምኑ፡ ፖሊስ ገሊጾም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ካብ ሕማም ኮቪድ ሕማም ናጻ ምዃኖም ዘርኢ ወረቐት ምስክር ክሕተቱ እዮም።Next: ዜና መጽሄት/ News Magazine Related Stories ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024 ልዝብ ምፍናው ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ኣብ መወዳእታኡ ይበጽሕ ዜና ልዝብ ምፍናው ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ኣብ መወዳእታኡ ይበጽሕ October 21, 2024