ዜና ዜና ኣብ ከባቢ ስቶክሆም ክልተ ተዂሲታት ተሰሚዖም። Khaled Abdu March 8, 2023 Credit: Marko Säävälä/TT ኣብ ከባቢ ስቶክሆልም ክልተ ተወሰኽቲ ተዂሲ ተሰሚዖም። ኣብዚ ትማል ምሽት ኣብ ፍለሚንግስበርግ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ተዂሲ ኣብ 30ታት ዝርከብ መንእሰይ ምሟቱ ተፈሊጡ። እቲ ተዂሲ ኣብ ውሽጢ ቤት እዩ ተኻዪዱ። ሰዓታት ኣቐድም ኣቢሉ ሓደ ሰብኣይ ኣብ “ኩንግሾልመን” ሓደ ሰብኣይ ብጥይት ምቚሳሉ ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ’ላ። Continue Reading Previous: ብመንግስቲ ብሪጣንያ ዝወጸ እማመ ሕቶ ዕቚባ ኣዝዩ ዘሻቕል” እዩ ተባሂሉ።Next: ህዝቢ ሽወደን ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዝጸንሖ እምነት የንቈልቊል። Related Stories ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024