ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ዜና ዜና ጥዕና ኣብ ሆስፒታል ሕማም ንፍዮ ተረኺቡ ተባሂሉ!! Khaled Abdu August 1, 2019 ኣብ ስቶክሆልም ካሮሊንክሳ ሆስፒታል ብርክት ዝበሉ ሰባት ብንፍዮ ተታሒዞም ከይኮኑ ፍርሂ ምህላዉ ተገሊጹ። ላዕለዋይ በዓልመዚ ኣቲ ሆስፒታክ ቦ ኣለበርትሰን እቲ ሕማም ከየስፋሕፍሕ ኩሉ ዝከኣሎም ይገብሩ ምህላዎም ገሊጹ’ሎ፡ ቫይረስ ንፍዮ ሕማም እዝኒ፡ ሳይነስን ካልእ ናይ ጥዕና ምትሕልላኽን ክፈጥር ይኽእል’ዩ ክብሉ ክኢላታት ጥዕና የመልክቱ። Continue Reading Previous: ቃንዛ ርእሲ እንታይ ማለት ኢዩ ?Next: ኢንሹራንስ(ፎርሸክሪንግካሳ) ንቖልዑ ዝግብሮ ወጻኢታት ከምዝውስኽ ሓቢሩ!! Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024