ዜና ዜና ኣስታት 1000 ቆልዑ ካብ ሽወደን ምውጽኦም ተገሊጹ። Khaled Abdu February 15, 2023 ኣብ ዝሓለፋ ሓሙሽተ ዓመታት ኣስታት 1000 ቆልዑ ካብ ሽወደን ምውጽኦም “SVT ኒውዝ” ዘካየዶ ሓደ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ብዙሓት ካብዚኣቶም ንክብሪ ስድራቤት፡ ግዱድ መርዓን ምኽንሻብ ጓለንስተይቲን ዝመልከቱ ምዃኖም እቲ መጽናዕቲ ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። ካብቶም ዝወኡ ቆልዑ ካብ ሲሶ ዝውሕዱ ጥራይ ናብ ሽወደን ተመሊሶም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ዓሎቕ–ብፍላይ ድማ ኣፍቃሪ ተመሲልካ ዝፍጸም– ብቚጽሪ ወሲኹ።Next: ንግድ ዕጸፋርስ ሽወደን እናዓበየ ይመጽእ ኣሎ ተባሂሉ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024