ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ ዝርከብዎም ኣማኢትሽወደናውያን፡ ዕጸ–ፋርስ ናብ ሽወደን ኣብ ምእታው ተዋፊሮምምህላዎም ተገሊጹ። ካብ ቀረባ ዓመታት ኣትሒዙ፡ ኣብ ወጻኢዝመደብሮም ጒጅለታት ገበን፡ ብፍላይ ኣብ ምዝውዋርዕጸ–ፋርስ ተዋፊሮም ምህላዎም፡ ን ፖሊስ ብምጥቃስኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ጸቢባ።
እዞም ጒጅለታት ገበን ኣብ ስፔይን፡ ቱርክ፡ ሃገራት ባልካንንካልኦትን ዝመደብሮም እዮም ክብል ፖሊስ ሽወደን ወሲኹገሊጹ’ሎ።