ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ኣህጉራዊ ዜና ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ፖሎቲካ ኣመሪካ፥ ጆ ባይደን ብምኽንያት ዕልቕልቕ ማይ ህጹጽ እውን ኣዊጁ። Khaled Abdu August 25, 2021 Cars piled up after the flooding in the community of Waverly, Tennessee. (AP Photo/Mark Humphrey) TNMH115 ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ኣብ ስቴት ተነሰ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ከም ዝኣወጀ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ኣብ ተነሰ ብዘጋጠመ ዕልቕልቕ ብውሕዱ 21 ሰባት ምሟቶም ተሓቢሩ’ሎ። ኣብታ ብቐዳም 380 ሚሊሜትር ዝናብ ዝሃረመላ ምምሕዳር ሃምፍሪስ ሰባት ንምሕጋዝ ረድኤት ፈደራል ዝሓትት ሓደጋ ወርዱ ምህላዉ እቲ ዜና ወሲኹ ኣረዲኡ። በቲ ዝወረደ ውሕጅ ንድልድላ መንገዲታትን ኣግራብን ካብ ሱሮም ክብንቆሩ እንከለዉ ኣማኢት ኣባይቲን ድማ ዓንዮም እዮም። እዚ ሓገዝ ኣብ ምጽጋን ኣባይቲን ምህናጽ ሓደስቲ ግዜያዊ ኣባይቲን ክውዕል እዩ ክብል ዋይት ሃውስ ገሊጹ’ሎ። ብመሰረት እቲ ብሰሉስ ዝወጸ ኣህጒራዊ መጽናዕቲ ምልዋጥ ክሊማ ኣብ ጀርመንን ቤልጄምን ሓዊስካ ኣብ ብርክት ዝበላ ሃገራት ምዕራብ ዕልቕልቕ ይፈጥር ኣሎ። Continue Reading Previous: New record: Over 1,000 tried to cross the ChannelNext: ኒው ዮርክ፣ ንመጀመርታ ግዜኣ ጓለንስተይቲ ኣመሓዳሪት ረኺባ። Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024