- ኣብ ኣፍሪቃ ስለስተ ዓይነት ኣዛብእ ከም ዘለዉ
- ፈረስ ደው ኢሉ ከም ዚድቅስ
- በረድ ካብ ማይ ከም ዚፈኵስ
- ኣብዛ ዓለምናን ካብቶም ሕንዛማት ኣትማን፡ እቶም ዘይሕዛማት ከም ዚበዝሑ
- ቈልዑ ኣብ ሓደ እዋን ብዙሕ ቋንቋ ኪዛረቡ ከም ዚኽእሉ
- ኣንጭዋ ንድሙ ከተህድማ ከም እትኽእል
- እቲ ዝበዝሐ ናይ ኣካላትና ስብሒ ኣብ ሓንጎልና ከም ዚርከብ
- ቀደም ዘመን ደቂ ንጉስ ዝኾኑ ቈልዑ ብኣደታቶም እናተኣልዩ ከም ነገስታት ይገዝኡ ከም ዝነበሩ
- ክሪስቶ ፎሮ ኮሎምቦ ንኣመሪካ ቅድሚ ምርካቡ፡ ኣቐዲሞም ቫይኪንግስ ንኣመሪካ ዳህሲሶምዋ ከም ዝነበሩ