ዜና ዜና ትሽዓተ ዝዕድሜኣ ህጻን ንምድፋርን ንምቕታልን ዝፈተነ ኮተቴ ንፍርዲ ቀሪቡ። Khaled Abdu October 13, 2022 ኣብዚ ሳመር ኣብ “ስከለፍቲ” ንጓል 9 ዓመት ህጻን ክደፍርን ክቐትልን ብምፍታኑ እተኸሰሰ ወዲ 15 ዓመት ኮተቴ፡ መስርሕ ፍርዱ ከም ዝጀመረ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። ኣብዚ መስርሕ ፍርዲ ኣብ ዝነበረ ስምዕታ ፖሊስ፡ እቲ ኮተቴ ክፋል እዚ ገበን ምፍጻሙ ከም እተኣመነ፡ እንተኾነ ግና ጾታዊ ምድፋርን ቅትለትን ምፍጻሙ ክሒዱ ምህላዉ ንጠበቓኡ ብምጥቃስ ገሊጾም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ፊንላንድን ሽወደንን ኣባላት ኔቶ ንምዃን ብሓባር ድፊኢተን የሐይላ ምህላወን ተፈሊጡ። Next: ሽወደን፡ ኣብ ዝሓለፈ መስከረም ካብ ትጽቢት ዝልዕል ዝቕባበ ከም እተኸስተ ተገሊጹ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024