ዜና ዜና ብምኽንያት ሕማም “ሳልሞኔላ” 165 ሽሕ እንቋቚሖዘውድቓ ደርሁ ክሕረዳ ቦርድ ሕርሻ ሽወደን ኣዚዙ። Khaled Abdu January 5, 2023 ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ናይ 2022፡ ኣብ ሕርሻ ስማላንድሕማም “ሳልሞኔላ” ብምኽሳቱ፡ 165 ሽሕ እንቋቚሖ ዘውድቓደርሁ ክሕረዳ ቦርድ ሕርሻ ሽወደን ኣዚዙ። እዚ ሕርሻ ኣብሽወደን ካብ ዝርከባ ዝዓበያ መፍረይቲ እንቋቚሖ ኮይኑ፡ ሕጂክዕጾ ተጌሩ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ። Continue Reading Previous: ናብ ሕክምና ዓይኒ ዝበጽሑ ቆልዑ ብቚጽሪ እናወሰኹ ይመጹ።Next: ብሰንኪ ብርቱዕ ውርጪን ንፋስን ባቡራት ማእከላይንደቡብን ሽወደን ን 24 ሰዓታት ስርሐን ደው ከብላ እየን። Related Stories ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024 ልዝብ ምፍናው ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ኣብ መወዳእታኡ ይበጽሕ ዜና ልዝብ ምፍናው ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ኣብ መወዳእታኡ ይበጽሕ October 21, 2024