ሃገራዊ ዜና ሕግን ሕብረተሰብን ዜና ዜና ብሚልዮናት ዝቑጸር ክሮነር ኣብ ፖሊስ ቁርኣን ንምንዳድ ተቓውሞታት ወጺኡ Khaled Abdu December 7, 2023 Credit: Johan Nilsson ሳልዋን ሞሚካ ቅዳሓት ቁርኣን ዘቃጸለሉ ተቓውሞታት ንሓይሊ ፖሊስ ስቶክሆልም ብውሑዱ 3.7 ሚልዮን ክሮነር ከምዘኽፈሎ ሬድዮ ኒውስ ሽወደን ሓቢሩ። እቶም ወጻኢታት ምስቲ ፖሊስ ኣብ ተቓውሞታት ጸጥታ ንምርግጋጽ ዘሕለፍዎ ናይ ስራሕ ሰዓታት ዝተኣሳሰሩ እዮም። ፖሊስ፡ እዚ ተቓውሞታት ካልእ ወጻኢታት'ውን ከምዘስዓበ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብተዛማዲ ዓቃባዊ ግምት ዩ ይብል። Continue Reading Previous: ሽወደንን ኣሜሪካን ታሪኻዊ ስምምዕ ምክልኻል ተፈራሪመንNext: ብPFAS ዝተበከለ ማይ ቧንቧ ዝሰተዩ ሰባት መሰል ዕንወት ይዕወቱ Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024