ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ኣህጉራዊ ዜና ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ዜና ቀዳመ ሰንበት ቤት ፍርዲ ካሜሩን፡ ንክልተ ትራንስጀንደር ኣብ ግብረሰዶማዊ ህይወት ኣትየን ብዝብል ንሓሙሽተ ዓመታት ማእሰርቲ ፈሪዱወን Khaled Abdu May 15, 2021 ጾታዊ ሕጊ ጥሒሰን ዝተባህላ ክልተ ትራንስጀንደር ደቀንስትዮ ካሜሩን ንሓሙሽተ ዓመታት ተፈሪደን። ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር እዘን ደቀንስትዮ ግብረሰዶማዊ ህይወት ብምፍታነንን ንባህሊ ጭውነት ህዝቢ ብምርኻሰንን እየን እዚ ፍርዲ ተዋሂብወን ዘሎ ኢሉ’ሎ። ሓንቲ ካብዚኣተን ሻኪሮ ብዝብል ስም እትፍለጥ ናይ ዩትዩብ ኣክቲቪስት እያ። ካሜሩን ንግብረሰዶም ካብ ዝቐጽዓ 31 ሃገራት ሓንቲ እያ። Continue Reading Previous: ካስተር ሰመንያ፡ ብዘርኣየቶ ሸለልትነት፡ ተቐጺዓNext: ኣብ ኬንያ፡ ነቲ ናይ ህንዲ ዝመሳሰል ጅር ኮቪድ-19፡ ከም እተራየ ተገሊጹ Related Stories ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ ዜና ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ October 23, 2024 ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ ዜና ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ October 23, 2024 እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ ሃገራዊ ዜና ዜና እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ October 23, 2024