ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ስራሕን ቁጠባን ካብዝን ካብትን ዜና ሽወደን ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ንሓደ መደበር ኒኩለስ ርንጋልስ 2 ትዓጽው። Khaled Abdu January 1, 2020 ሰብመዚ ሽወደን ድሕሪ 44 ዓመታት ሪኣክተር ኑክሌስ ሪንጋልስ 2 ክዕጾ እዩ ክብሉ ገሊጾም ኣለዉ። ካብ ታሕሳስ 30 ሰዓት 9 እቲ ተርባይናት ከም ተዓጸወን ካብ ኣገልግሎት ወጻኢ ከም እተባህለን ድማ ተሓቢሩ። “ንሪንጋልስ ን 44 ዓመታት ክንጥቀም ምጽናሕና ሓበንን ሓዘንን ይስማዓና” ክብል ላርስ ጃርንክቪስት ንቴሌቪዥን ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ቃል ሓቢሩ’ሎ። Continue Reading Previous: ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 2020 ንኹሉና!ካብ ኣዳላውቲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ።Next: ኣብ ኣዳራሽ ከተማ ብዘይ ክፍሊት መርዓ ምጽንባል ኣይክህሉን እዩ ተባሂሉ። Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024