ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ውህደት ዜና ሽወደን ካብ ዘይማዕበላ ሃገራት ክትገዝእ (Import) ክትገብር ትደሊ’ላ ተባሂሉ። Khaled Abdu July 29, 2019 Naina Helén Jåma/TT ዘይማዕበላ ሃገራት ናብ ሽወደን ዝዕልምኦ ሰደድ ከዕብያ ከም እትሰርሕ ሚኒስተር ንግድ ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ ገሊጻ። ካብቲ ብዙሕ እዚ ዓሊሙ ዝግበር ጻዕርታት ሓደ ሽወደናውያን ሸመትቲ ካብዘን ሃገራት ናይ ምግዛእ ልምዶም ከማዕብሉ ምግባር ምዃኑ ድማ ተገሊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: ፖሊስ ሓደ መርበብ ንግዲ ኣመንዝራነት ምርካቦም ገሊጾም።Next: ክቡራት ሰዓታት ዝወድዩ ሰባት ክጥንቀቑ ፖሊስ ጸዊዑ!! Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024