ዜና ዜና ስቶክሆልም፥ ሓደ መንእሰይ ብጥይት ተቐቲሉ። Khaled Abdu April 14, 2023 Credit: Anders Wiklund/TT ኣብ ደቡባዊ ሸወደን ከባቢ “ራግስቨድ”፡ ትማል ፍርቂ ለይቲ ኣብ 20ታት ዕድመ ዝርከብ መንእሰይ ብጥይት ከም እተቐትለ ተገሊጹ። እቲ መንእሰይ፡ ኣብ ኣፍደገ መእተዊ በሪ ትሕተ ምድራዊ ጽርግያ፥ ብብርቱዕ ቆሲሉ ከም እተረኽበን፡ ኣብ ሆስፒታል ድሕሪ ምብጻሕ ከም ዝሞተን ሬድዮ ቢቢሲ ጸብጺባ። ፖሊስ ኣፈናዊ መርመራ እዚ ቅትለት ጀሚሮም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ዘለስንኪ ምስያፍ ወተሃደር ዩክሬይን ንዘርኢ ቪድዮ ብትሪ ኮኒኑ።Next: ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ 14-04-2023 Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024