ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ስራሕን ቁጠባን ውህደት ዜና ስቶክሆልም፡ ኣስታት 40 ሽሕ ዓማዊል ብዘይ ኣገልግሎት ኤሌክትክ ተሪፎም Khaled Abdu August 10, 2020 ኣብ ከባቢ ኩንግስሆልመን ዝርከቡ ኣስታት 40 ሽሕ ዓማዊል ብዘይ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ከምዝተረፉ ኤሌቪዮ ገሊጹ።ምቁራጽ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ፡ ሎሚ ፍርቂ መዓልቲ ከምዘጋጠመን ምኽንያት ንምፍላጥ መርመራታት ይካየዱ ምህላዎም ድማ ተፈሊጡ።ብመሰረት ሓበሬታ፡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኣብ ከባቢ ሰዓት 1 ድ.ቐ. ክምለስ ምዃኑ ይግምቱ። Continue Reading Previous: ደሃይ ምስግጋር ተጻወቲ ዓለምናNext: መጠን ሃለኽቲ ንብረት ምምሕያሽ የርኢ Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024