ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ስራሕን ቁጠባን ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ዜና ፖሎቲካ ስተና ላይን(Stena Line) ወሃቢ ኣገልግሊት ጉዕዞ ባሕሪ ኣስታት 950 ካብ ሰራሕተኛታቱ ከጉድል ወሲኑ። Khaled Abdu March 19, 2020 ምልባዕ ሕማም ኮሮና ብዝፈጠሮ ጽልዋ Stena Line – ወሃቢ ኣገልግሊት ጉዕዞ ባሕሪ ኣስታት 950 ካብ ሰራሕተኛታቱ ከጉድል ወሲኑ። እዚ ድማ ምስ ኣብዚ እዋን ዘሎ ኩነታት ነቲ ትካል ኣብ ዘይተደለየ ክሳራታት ከይኣቱ ንምድሓንን ብተወሳክውን ንምውሓስ ዝህቦ ኣገልግሎት ካርጎዩ ምካኑ ሓለፍቲ ናይቲ ትካል ሓቢሮም። Continue Reading Previous: ኣብ መላእ ሽወደን ዝግበር ናይ ባቡር ጉዕዞታት ከምዝጎደለ ይሕበር።Next: Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 18 መጋቢት 2020 Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024