ዜና ዜና ሰራዊት ሽወደን ድሮን ከወርዶ ዝኽእል ስግኣታት ንምውጋድ ክዳሎ ከም ዝግባእ ተገሊጹ። Khaled Abdu February 23, 2023 Drones can be used to localize enemies. Credit: Thomas Johansson/TT ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ድሮን ከወርዶ ዝኽእል ስግኣታት ንምውጋድ ብዝበለጸ ክዳሎ ከም ዝግባእ ተገሊጹ። ብዘይካዚ ኣብዚ ቴክኖሎጂ ዘሎ ፍልጠት ክዓቢ ከም ዝግባእ ኣብ ሰራዊት ሽወደን ሓላፊ ጥሙር ስርሒታት ካርል ዮሃን ኤድስትሮም ገሊጹ። "ሰራዊት ሽወደን እዚ ቴክኖሎጂ ዘለዎ ፍጡን ምዕባለ ኣገሪምዎም እዩ" ኢሉ’ሎ ኤድስትሮም። Continue Reading Previous: ሽወደናውያን ኣብ ውድድር ምንሽርታት በረድ ብዙሕ መዳልያታት ክሓፍሱ ተስፋ ይገብሩ።Next: ኣብ ጒዳይ ቋንቋታት ገለ ኣገደስቲ ለውጢታት ይካየዱ ኣለዉ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024