ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ባህሊ ኣህጉራዊ ዜና ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ዜና ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር! ንኹልኹም መእመናን ተኸታተልቲ ኣልኮምፒስ ትግርኛ፡እንቋዕ ናብ ዒድ ኣልፈጥር ናይ መበል 1441 ሃጁርያ ኣብጽሐኩም። ሰላምና መሊኡ፡ሰግሊሉ ጠጢዑ፡ዝተሰደ ሰላም ክምለስ፡ሽሻይና በዚሑ ክሕፈስ እምነ። ደጊመ ዒድ ጠልን ኣዝመራን ክኸውን እናተመነኹ፡ምስ ምሉእ ስድራቤትኩም ኣብ ስደትን ውሽጢ ሃገርን እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሐልኩም ንብል። Khaled Abdu May 24, 2020 Continue Reading Previous: ኣገዳሲ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣገባብ ምስጋድ ኣብ ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዘበነ ክሮና ቫይረስNext: ሽወደን ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዓለም ዝለዓለ እተባህለ መጠነ ሞት ለበዳ ኮሮና ኣመዝጊባ። Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024