https://sverigesradio.se/artikel/swedish-radio-survey-municipalities-crisis-preparations-vary-
from-council-to-council
ኣብ ሽወደን ኣብ እዋን ቅልውላው ምምሕዳራት ከተማ ክንደይ ዝኣክል ምድላው ክገበራ ከም ዘለወን ዝድንግግ ዝኾነ ሕጊታት
ስለዘየለ ምምሕዳራት ከተማ ዘለወን ምድላው ሓላፍ ዘላፍ ይረኣዮ ምህላዉ ተገሊጹ። ምስቲ ኣብ ዩክሬይን ዝካየድ ዘሎ ኲናት
ብምዝማድ ኣብ 20 ምምሕዳራት ከተም ድሕሪ ዝተኻየደ መርመራ እዘን ምምሕዳራት ቅልውላው ንምብዳህ ዘለወን ምድላው
ካብ ሓደ ናብቲ ካልእ ከም ዝፈላለ ተፈሊጡ።