ዜና ማሕበራት ሰራሕተኛታት ብዛዕባ ሓባራዊ ምውጋይ ምስ ስፖቲፋይ ክላዘባ ቃል ይኣትዋ Khaled Abdu August 30, 2023 Credit: Anders Wiklund/TT ኣብ መጀመርታ ናይዚ ሓጋይ፡ ሽወደናዊ ጨንፈር ትካል ምዝርጋሕ ሙዚቃ–ስፖቲፋይ–ካብ ሓባራዊ ስምምዕ ልዝብ ንገዛእ ርእሱ ኣግሊሉ። ከምዚ ዓይነት ስምምዕ ንሰራሕተኛታቶም “ዝኾነ ርኡይ ዋጋ ከም ዘይውስኸሎም” ስፖቲፋይ ይገልጽ። እተን ማሕበራት ን ስፖቲፋይ ናብ ”ሽወደናዊ ሞዴል” ንምምጻእ ዝገብርኦ ጻዕሪ ክቕጽላ ምዃነን ን ሬድዮ ሽወደን ገሊጸን ኣለዋ። Credit: Anders Wiklund/TT Continue Reading Previous: ተጠቀምቲ ቲክቶክ ቁርኣን ናብ ዘቃጸለ ሳልዋን ሞሚካ ገንዘብ ከይልእኩ “ብሎክ” ይገብሮም።Next: ውሽጣዊ ፍርያት ሽወደን ምንካይ ኣርእዩ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024