ዜና ዜና መጻኢ ዩክሬይን ዝምልከት ዋዕላ ይካየድ ኣሎ። Khaled Abdu February 27, 2023 መጻኢ ዩክሬይን ዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ። እዚ ዘተ ብ “ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሽወደን” ከምኡ’ውን “ሮያል ኣካዳሚ ሽወደንን” ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝተወደበ ዋዕላ እዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ሓደ ካብዚ ርክባት ፍሉይ ኣህጒራዊ መጋባእያ ብምድላው ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ገበን ኲናት ንዝፈጸሙ መራሕቲ ሩስያ ዝኽሰሱሉ ጒዳይ ርእዩ’ሎ። Continue Reading Previous: ሓላፊ ፖሊስ ዞባ ሞይቱ።Next: ጒዱኣትን ዝሓመሙን ወተሃደራት ዩክሬይን ኣብ ሽወደን ፍሉይ ክንክን ይወሃቦም ኣሎ። Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024