ዜና ዜና መዓልታዊ 6,000 ስጒምቲታት ምጒዓዝ ንጥዕና ሓጋዚ እዩ ተባሂሉ። Khaled Abdu October 28, 2022 መዓልታዊ ክሳብ 6000 ስጒምቲታት ምጒዓዝ ጥዕናኻ ንምምሕያሽ ሓጋዚ ምዃኑ ሓድሽ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። እዚ ክሳብ 4.8 ኪሎሜትር ክበጽሕ ይኽእል እዩ ክብል ፕሮፌሰር ስፖርት ፒተር ሻንዝ ገሊጹ’ሎ። መዓልታዊ 6000 ስጒምቲታት ምጒዓዝ ካብ ብዙሓት ሕማማት ይከላኸል እዩ–ብመሰረት እቲ መጽናዕቲ። Continue Reading Previous: መዓልታዊ 6,000 ስጒምቲታት ምጒዓዝ ንጥዕና ሓጋዚ እዩ ተባሂሉ።Next: ኤጀንሲ መጓዓዝያ፡ ናይ “A-tractor” ለውጢ ሕጊ ብተበተብ ዝተገብረ እዩ”። Related Stories ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024