ሃገራዊ ዜና ዜና ዜና መንግስቲ ን ሰራዊት ዩክሬይን ዝያዳ ናይ ኣጽዋርን ገንዘብ ሓገዝ ኣጽዲቑ። Khaled Abdu June 3, 2022 Foto: Henrik Montgomery / TT kod 10060 ሽወደን፡ ናብ ዩክሬይን ዝያዳ ገንዘብን ኣጽዋርን ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ትማል ሓሙስ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ፋይናንስን ምክልኻልን ልዕሊ 500 ሚልዮን ሳልሳይ ፓኬጅ ሓገዝ ቃል ኣትዮም ኣለዉ። እዚ ብባይቶ እንድሕር ጸዲቑ፡ ዩክሬይን ስርዓተ ሚሳይል ጸረ መርከብ ፡ ብረታት ስናይፐር፡ ከምኡ’ውን ጸረ-ታንክ ሚሳይላት ንኽትዓጥቕ ከኽእላ እዩ። Continue Reading Previous: ምክልኻል ገበንን ምውህሃድን ዝያዳ ኣተኲሮ ክወሃቦም ጻውዒት ቀሪቡ።Next: ምክልኻል ገበን ቀንዲ ፖለቲካዊ ሕቶ ቅድመ ምርጫ ምዃኑ ተገሊጹ። Related Stories እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ ሃገራዊ ዜና ዜና እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ October 23, 2024 ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ ሃገራዊ ዜና ዜና ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ October 23, 2024 ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024