ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት መራሒ ሰልፊ ሊበራል ኣብ ትምህርቲ ወፍሪ ንኽግበር ክሰርሕ ምዃኑ ገሊጹ። Khaled Abdu July 7, 2022 መራሒ ሰልፊ ሊበራል ዮሃን ፐርሾን፡ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ፖለቲካዊ ዋዕላ ኣልመዳሌን ዘስምዖ መደረ፡ ኣብ ጽላት ትምህርቲ ወፍሪ ክግበር ከም ዝደሊ ገሊጹ። ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ዕዉት ፖሊስ ትምህርቲ የብሉን ብምባል ዝነቐፈ ፐርሾን፡ ኣብ ቆልዑ ዝዋፈሩ ፍሉይ ስልጠና ዝወስዱ መማህራን ከም ዘድልዩ ኣብቲ መደረኡ ሓቢሩ’ሎ። Continue Reading Previous: መራሒ ሰልፊ ዴሞክራሲ ኣብ ስልጣን ንዘሎ ሰልፊ ብ ጒድለት መሪሕነት ወቒሱ።Next: ኣብ ሽወደን ዘሎ መሸጣ ኣልኮላዊ መስተ ካብ ካልእ ፍልይ ዝበለ ምዃኑ ተዘኪሩ። Related Stories እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ ሃገራዊ ዜና ዜና እናወሰኸ ዝመጸ ምውጻእ ኣባይቲ ስድራቤታት ደው ክብል ይስራሕ ኣሎ October 23, 2024 ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ ሃገራዊ ዜና ዜና ብውሑዱ 800 ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ይሰናበቱ October 23, 2024 ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024