ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ኢንፎግራፊክስ ኣህጉራዊ ዜና ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ዜና ዜና ቀዳመ ሰንበት ፖሎቲካ ሓይልታት ሩስያ ኣብ ቤላሩስ ክጸንሕ ተነጊርዎ። Khaled Abdu February 21, 2022 (AP Photo/Alexander Zemlianichenko Jr) XAZ133 ወተሃደራዊ ልምምድ ሰራዊት ሩስያ ኣብ ቤላሩስ ብሰንበት ክውዳእ እኳ እንተነበሮ ብሰንኪ ቅልውላው ዩክሬይን እቲ ሰራዊት ኣብ ዘለዎ ክጸንሕ ከም እተነግሮ ተፈሊጡ። በዚ ድማ እቲ ሰራዊት ምስ ሰራዊት ቤላሩስ ብምዃን ተወሰኽቲ ልምምዳት ክገብር እዩ ክትብል ቤላሩስ ኣነጺራ’ላ። እዚ ውሳነ ነቲ ድሮ እናነሃረ ዝመጸ ቅልውላው ዩክሬይን ተወሳኺ ወጥሪ ዝፈጥር እዩ ክብሉ ተንተንቲ ፖለቲካ ይገልጹ ኣለዉ። Continue Reading Previous: ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ ረድዮ-21-02-2022Next: 21 02 2022 News Harmony ዜና Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024