ዜና ሎሪን ን ሽወደን ብምውካል ኣብ “ዩሮቪዥን” ደጊማ ክትወዳደር እያ። Khaled Abdu March 14, 2023 Credit: Christine Olsson/TT ድምጻዊት ሎሪን ዝሓለፈ ቀዳም “ታቱ” ብዘርእስታ ደርፋ ኣብ ውድድር “ሜሎዲፈስቲቫለን” ተዓዊታ። በዚ ድማ ኣብ ግንቦት ኣብ ሊቨርፑል ኣብ ዝካየድ ውድድር “ዩሮቪዥን” ንሽወደን ወኪላ ክትሳተፍ እያ። ሎሪን ድሕሪ ዓወታ "ንውድድር ዩሮቪዥን ድልውቲ እየ ዘለኹ" ክትብል ገሊጻ’ላ። ሎሪን ኣብ 2012 እውን “ዩፎርያ” ብዘርእስታ ደርፋ ተዓዋቲት “ዩሮቪዥን” ምንባራ ዝፍለጥ እዩ። Continue Reading Previous: ጾታዊ ርክብ ሓደ ካብ ምኽንያታት ግዱድ ክንክን ምዃኑ ተገሊጹ።Next: ኣሽሓት ዩክሬናውያን ፍቓድ መንበሪኦም ኣየናውሑን ተባሂሉ። Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024