እዚ ኣብ ሃገረ ኢጣልያ ከተማ ሚላኖ ዝካየድ ስነስርዓት፡ እቶም ኣብ ሽልማት ብሉጽ ተጻዋታይ ኤውሮጳ ንመዛዘሚ ዝቐረቡ፡ ዕዉት ቫንዳይች፡ ሮናልዶን ሜስን ኢዮም ክወዳደሩላ። ስለዚ ቫንዳይች? ሜሲ? ወይስ ሮናልዶ?
ሆላንዳዊ ተኸላኻላይ ሊቨርፑል ቨርጅል ቫንዳይች ድሕሪ’ቲ ኣብ ሽልማት ብሉጽ ኤውሮጳ ብ305 ድምጺ ዕዉት ብምዃን ንሜሲ (207)፡ ሮናልዶ (74) ድምጺ ብምርካብ ዝተዓወተሉ፣ ነዚ ናይ ፊፋ ሽልማት ውን ብቀዳማይ ደረጃ ክዕወተሉ ትጽቢት ዝግበረሉ ተጻዋታይ ኢዩ።
ኣብዚ ስነስርዓት ኣብ ዝተፈላለየ መዳያትተሓጽዮም ዘለው እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፦
ንብልጽቱ ተጻዋቲት ጋል ኣነስተይቲ:
ሉሲ ብሮንዝ
(Lyon/England), ኣሌክስ ሞርጋን (Orlando Pride/USA), መጋን ራፊና (Reign FC/USA)
ካብ ኣስለጠንቲ ደቂ ተባዕትዮ:
ፐፔ ጋርዴላ (Manchester City), ጀርገን ግሎቭ
(Liverpool), ማውርንዮ ፓቸቶኑ (Tottenham)
ብሉጽ ወይ ብልጽቲ ኣሰልጠንቲ ካብ ዓለምቲ ደቂ ኣንስትዮ:
ጂል ኤኢስ (USA), ፍሊፕ ነቪል
(England), ሳሪና ዌግማን
(Netherlands)
ንብልጽቲ ጛል ኣነስተይቲ ሓላዊት ልዳት :
ክሪስትያን ኤንድለር (Paris
St-Germain/Chile), ሄድቪክ ሊንደሃል (Wolfsburg/Sweden), ሳሪ ቫንቬንዳል (Atletico Madrid/Netherlands)
ብሉጽ ሓላዊ ልዳት:
ኣሊሶን (Liverpool/Brazil), ኤደርሶን (Manchester City/Brazil), ቴር ስተገን
(Barcelona/Germany)
ብልጽቲ ሸቶ እዛ ዓመት:
ልዮነል መሲ
(Barcelona v Real Betis), ጁዋን ኪንተሮ (River Plate v Racing Club), ዳንኤል ዚሰኦሪ (Debrecen v Ferencvaros)