ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ኣህጉራዊ ዜና ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ህቡብ ካሜሮናዎ ደራፋይ: ዌስ: ኣብ 57 ዕድሜኡ ዓሪፉ Khaled Abdu June 28, 2021 ህቡብ ካሜሮናዊ ደራፋይ: ዌስ ማዲኮ: ኣብ መበል 57 ዕድሜኡ ኣብ ፈረንሳ ብዓርቢ ምሸት ምሟቱ ተገሊጹ። ማዲኮ በታ ኣብ 1997 ዘውጽኣን ልዕሊ 10 ሚልዮን ቅዳሕ እተሸጠትን እላነ ዘርእስታ ኣልበም ዓለምለኻዊ ዝና ከም ዘጥረየ ይፍለጥ። ስድራቤቱ ብሕማም ምሟቱ ድሕሪ ምሕባር “እዚ በሃር ስነጥበባዊ ሎሚ ንሓዋሩ ቅድሚ ምስንባቱ ንኲሉ ወዲሰብ ሰላም ተመንዩ” ክብል መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ልዕሊ ኣርብዓ ሃገራት: ብጉዳይ ኣይሲስ ይዝትያNext: ስቴፋን ሎቨን ካብ መዝነቱ ተኣልዩ Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024