ባይቶ ሽወደን–“ሪክስዳግ” ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ዓመት ብመንግስታት ሽወደንን ኣመሪካን ዝተኸተመ ብዙሕ ዘተ ዝተገበረሉ ስምምዕ ምትሕብባር ምክልኻል (DCA) ኣመልኪቱ ሎም መዓልቲ ድምጺ ክህብ እዩ። እቲ ስምምዕ፡ ሰራዊት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ መላእ ሃገር ናብ ዝርከባ 17 ወተሃደራዊ መዓስከራት ሽወደን ናይ ምእታው መሰል ዝህብ እዩ። ጸጋማውያንን ሓምለዋይን ውድባት ነዚ ዝቃወማኳ እንተኾና፡ እቲ ስምምዕ ክጸድቕ እዩ ዝብል ትጽቢት ተጌሩ’ሎ
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024