ንብስራት
ኣብ ሰሜን አውሮፓ ዝመደበሩ ትራንስፈር ጋላክሲ ናይ ነዊሕ ዓመታት ልምዲ ኣብ ዲጂታላዊ መፍትሒ ናይ ሓዋላ ወይካኣ ዝውውር ገንዘብ ዘታኣታተወ ትካል ኮይኑ ሕጂ ድማ ጠለብ ዓማዊሉ ንምምላእ ካብ ሙሉእ ኤውሮፓ ናብ ኤርትራ እውን ገንዘብ ክትልእኩሉ ትኽእሉ ቅልል ዝበለ መስርሕ ፈጢሩልኩም ኣሎ።
እዚ ስርሒት እዚ ነቲ ኣብ አውሮፓ ዝርከብ ማሕበረሰብ ኤርትራ፡ ኣብ ዓዱ ንዝርከብ ስድራቤቱ ንምድጋፍ ዝፅዕር ዓቢ እፎይታ ይህቦ።
ትራንስፈር ጋላክሲ ንተጠቀምቲ ምቹው ዝኾነ ኣፕ ኣዳልዩ ካብ ዝኾነ ቦታ አውሮፓ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ገንዘብ ብምልኣኽ መቕርብኩም ናብ ሂምቦል ብምኻድ ገንዘቦም ክርከቡ ከምዝኽሉ ትፈልጡዶ።
እዚ ብፍሉጣት ቨንቸር ካፒታሊስትን ባንከኛታትን ዝድገፍ ሕጋውን ውሑስን ዘተኣማምን ናይ ሓዋላ ኣገባብ ንዘለና ልዑል ተመኩሮ ምትሕልላፍ ገንዘብ ምስክር እዩ።
ሕጂ በዚ ጥብቆ ሊንክ tgxy.it/m367
ኣቢልኩም ትራንስፈር ጋላክሲ ኣፕ ተመዝጊብኩም ኣውርድዎ።
ንኤርትራ ድማ ካብ አውሮፓ ገንዘብ ምልኣኽ ክትጅምሩ ትኽእሉ!!
ተወሳኺ ትራንስፈር ጋላክሲ ብትግርኛ ድጋፍ ዓማዊል ይህብ።ንዝያዳ ሓገዝ ወይ ሕቶታት ምስ ዝህለወኩም ብስልኪ ቁጽሪ 0046720712169 ተወከሱ ።