ገበነኛታት ዕጸፋርስ ክገዝኡን ክሸጡን ከለዉ ጥረ ገንዘብ ናብ ምጥቃም ይምለሱ ምህላዎም ተገሊጹ። እዚ ኣብ መላእ ሃገር ዝቀላቐል ዘሎ ተርእዮ እዩ ክብል ዓቃቢ ሕጊ ህዝቢ ማርቲን ዌስተሮድ ኣመልኪቱ’ሎ። እቶም ጒጅለታት ገበን ዕጸ ፋርስ ብጥረ ገንዘብ ናብ ምግዛእ ዝዛዘዉሉ ምኽንያት መርመራ ፖሊስ ንምዕንቃፍን ንግዲ ዕጸፋርስ ንምክትታል ዝያድ ዝኸበደ ንምግባር እዩ ተባሂሉ’ሎ።
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024