ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡
ኣብ ምዝዛም ቅልዉላዉ ኮቪድ 19 ዞባዊ ምምሕዳራት ሽወደን ዓቢ ቁጠባዊ ሕጽረት ከጋጥመን ይኽእል ዝብል ስግኣት ኣሎ።
ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ንቅልዉላዉ ኮቪድ 19 ስዒቡ፣ ሓደጋ ጥሜት ካብ ዘሎዎ ብዕጽፊ ክዉስኽ ምዃኑ ሓቢሩ።
መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።