ሓዳስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሽወደን ማርያ ማልመር ስተነርጋርድ፡ ሽወደን ንዩክሬን ኣድላዪ ዝኾነ ደገፍ ምሃብ ክትቅጽለሉ ምዃና ገሊጻ። እቲ ደገፍ ፋይናንሳዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ሰብኣዊን ብመልክዕ ኣጽዋር ዝወሃብ ምዃኑ ትዛረብ። ማርያ ማልመር ስቴነርጋርድ ድሕሪ ምሻማ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝተነብረ እገዳ ምዕቃብ ካልእ ቀዳምነታታ ምዃኑ ወሲኻ ገሊጻ’ላ።
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024