ኣብዚ ጽድያ ኣብ ሽወደን ቁጽሪ ብሕማም ሰዓል ዝተለኽፉ ሰባት ከምዝወሰኸ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሓቢሩ። እቲ ትካል፥ እቲ
ወሰኽ ክቕጽል ምዃኑ ግምቱ ሂቡ’ሎ። ንዕሸላት ካብ ዝውለዱ ኣትሒዙ ጽቡቕ ሓለዋ ዝህቦም ብምዃኑ ነፍሰጾራት ክታበት
ክወስዳ ኣድላዪ እዩ ክብል እቲ ኤጀንሲ ኣተሓሳሲቡ’ሎ።
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024