ፖሊስ ኣብ ሽወደን ኣብ ዝርከባ ሓያሎ ማእከላት ፖስታ ፖስትኖርድ ኣብ ዝገበሮ ምጽራይ፡ ዕጸፋርስ፡ ንጥረ ነግራት ዶፒንግን ካልኦት ኣብ ደረጃ ዕጸፋርስ ዝኣትዉ መድሃኒታትን ዝሓዙ 17 ሽሕ ደብዳቤታት ረኺቦም። ሕጂ ድማ ነቶም ንጥረ ነገራት ዝኣዘዙ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ክረኽቡ ይጽዕሩ ኣለዉ። ኣስታት 30 ዝኾኑ ኣከፋፈልቲ ከኣ ናብ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ኣለዉ
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024