ሽወደን ዝሓለፈ ሰንበት ምሸት ራብዓይ ናይ መወዳእታን ወርቂ መዳልያ ኦሎምፒክ ተዓዊታ። ኣብዚ ግጥም ቮሊቦል ገማግም ባሕሪ ዴቪድ ኦህማንን ጆናታን ሄልቪግን ኣብ መዛዘሚ ጸወታ ንጋንታ ጀርመን ብኽልተ ተኸታታሊ ነጥቢ ብምስዓር ተዓዊቶም። ሽወደን ብድምር 11 መዳልያታት ክትዓትር ከላ፡ ሕጂ ድማ ኣብ ኖርዲክስ ብኦኢምፒክስ ዝበለጸ ብቕዓት ዘለዋ ሃገር ኮይና ኣላ
Related Stories
September 18, 2024
September 18, 2024