ኣብ ሰሜን ሽወደን ኣብ ዝርከብ ስከለፍተዮ ሕጽረት ኣባይቲ ምህላዉ ተሓቢሩ፡፡ ብዙሓት ካብቶም ኣብ ፋብሪካ ባትሪ ኖርዝቮልት ክሰርሑ ናብታ ከተማ ዝግዕዙ ድማ ኣብ ካምፕ ኡርስቪከን ዝበሃል ግዝያዊ ሞዱላር ኣባይቲ ይቕመጡ ኣለዉ። እቲ መንበሪ ብሰራሕተኛታት ተነቒፉ ኣሎ። ኖርዝቮልት፡ እቲ ኣባይቲ ግዝያዊ ፍታሕ ምዃኑን፡ ንቐጻሊ ዕብየት እቲ ኩባንያ ድማ ወሳኒ ምዃኑን እዩ ዝገልጽ
Related Stories
October 16, 2024
October 16, 2024